TTO
TSA
PPU
CHA
ጦ
ጻ
ጱ
ጫ
I love dog
ኣነ ከልቢ ይፈቱ
I have a red car.
(ኣነ) ቀያሕ ማኪና ኣለኒ።
ጫ __ ___ ___
ጳ _____ ____ ____
__ __ ቒ ___ ___ ___ ___
ጬ ጭ ጮ
ጴ ጵ ጶ
ቐ ቑ ቒ ቓ ቔ ቕ ቖ
ነዊሕ/tall
ሓጺር/ short
DA
YIE
FA
NAA
ዳ
ዬ
ፋ
ኛ
we have a cat
ንሕና ድሙ ኣሎና
He was jumping.
(ንሱ) ይነጥር/ ይዘልል ኔሩ።
ዉ___ ___ ___ ___ ____
ፊ____ ____ ____ ____ሓ __ ___ ___
ረ ___ ___ ___ ___ ___ ____
__ __ __ ዛ ___ ___ ___
ዊ ዋ ዌ ው ዎ
ፋ ፌ ፍ ፎ
ሔ ሕ ሖ
ሩ ሪ ራ ሬ ር ሮ
ዘ ዙ ዚ ዛ ዜ ዝ ዞ
ንእሽቶ/ small
ዓቢ/ big
ppetros
Rodas
Haile
selam
ጴጥሮስ
ሮዳስ
ሃይለ
ሰላም
I want to sleep
ኣነ ክድቅስ ደልየ
There are many people in Asmara.
ኣብ ኣስመራ ብዙሕ ሰብ ኣሎ;
ኑ __ ___ ___ ___ ____
ሚ___ __ ___ ___
ዐ__ __ __ __ ___ ___
__ __ ኢ __ ___ __ ___
ኒ ና ኔ ን ኖ
ማ ሜ ም ሞ
ዑ ዒ ዓ ዔ ዕ ዖ
አ ኡ ኢ ኣ ኤ እ ኦ
ታሕቲ/ under
ላዕሊ/ upper
kokhob
qemem
Aa-rarb
Aa-nseba
ኮኾብ
ቀመም
ዓራርብ
ዓንሰባ
what do you like to eat?
እንታይ ክትበልዕ ትደሊ፤
We have ten guests in our house.
ኣብ ገዛና 10 ኣጋይሽ ኣሎዉና፤
Sa
KHU
YA
GNIE
JZA
ሳ
ኹ
ያ
ኜ
ዣ
ጸሊም/ black
ጻዕዳ/ white
sebeba
sanTTa
qiCHa
himbasha
ሰበባ
ሳንጣ
ቅጫ
ሕምባሻ
say hi to your dad please?
If you need help, let me know.
ሓገዝ እንተደሊኻ ሓብረኒ ኢኻ፡
ሓገዝ እንተደሊኺ ሓብሪኒ ኢኺ፡
__ __ __ ፓ __ __ ___
__ __ ጲ __ __ ___
__ __ ___ ____ ___ ___ ዖ
ፐ ፑ ፒ ፓ ፔ ፕ ፖ
ጰ ጱ ጲ ጳ ጴ ጵ ጶ
ዐ ዑ ዒ ዓ ዔ ዕ ዖ
ጸልማት/ dark
ብርሃን/bright