1
2
100

ኣብ ኤስያ( Asia) ዝርከባ ኣሓት ቤተ ክርስትያን ( Oriental Orthodox Churches) ስመ።

ሶርያ፡ ኣርመን፡ ህንዲ 
200

ጎይታ ክንደይ ግዜ ይውለድ፧ ግለጽ/ኣብርህ

2 ግዜ። 1.ቅድሚ ምፍጣር ዓለም ካብ ኣብ ብዘይ ኣደ ይውለድ፡ 2. ድሕሪ ምፍጣር ዓለም ከኣ ካብ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ብዘይ ኣቦ ይውለድ።

200
መንፈስ ቅዱስ ካብ ኣብን ወልድን ይሰርጽ። ቅኑዕ/ጌጋ
ጌጋ። መንፈስ ቅዱስ ካብ ኣብ ጥራይ ይሰርጽ።
300

ብዕለተ ዓርቢ መስቀል ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ክጸውር ዘገደድዎ ሰብ መን ይበሃል ኔሩ፧ 

ስምዖን ቀሬናዊ 

300

ንስጋ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ክቀብሮ ፍቓድ ካብ ጲላጦስ ዝሓተተ መን ይበሃል፧

ዮሴፍ በዓል ኣርማትያስ