ኣብ ሰሙን ክንደይ መዓልታት ኣለዋ:
7 (ሸውዓተ)
ኣብ ዓመት ክንደይ ኣዋርሕ ኣለዋ:
12 ዓሰርተ ክልተ
ነቦኻ ኣቡኡ ንዓኻ/ኺ እንታይካ እዩ :
ኣባሓጎይ
ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ባሕሪ መን ይበሃል:
ቀይሕ ባሕሪ
ቱር ዲፍራንስ ቀጠልያ ዝተዓወተ ኤርትራዊ:
ቢንያም ግረማይ
ቅድሚ ዓርቢ ዘላ መዓልቲ:-
ሓሙስ
መዓልቲ ናጽነት ኤረትራ ዝበዓለላ ወርሒ:
24 ግንቦት
ነቦኻ ኣዲኡ ንዓኻ/ኺ እንታይካ እዩ :
ዓባየይ
ባጤራ ኤርትራ እንታይ ይበሃል:
ናቕፋ
ኣብ ፕሪመር ሊግ ኢንግላንድ ዝኸበረ ዝተዓደገ/ዝተሸጠ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ:
ኣሌክሳንደር ኢሳቕ
ድሕሪ ዓርቢ ዘላ መዓልቲ:
ቀዳም
መዓለቲ ናጽነት ኣመሪካ ዝበዓለላ ወርሒ:
ሓምለ
ነቦኻ ሓፍቱ: ንዓኻ/ኺ እንታይካ እያ :
ኣሞይ
ከም ኣርማ ኤርትራ ዝፍለጥ እንስሳ:
ገመል
ካብ ኮሎራዶ ሰተየት: ኤርትራዊ መበቆል ዘለዎ house representative:
Joe Neguse
ካብ ናይ ስራሕ መዓልታት ቀዳመይቲ መዓልቲ :-
ሰኑይ
ልደት Christmas ዝበዝሑ ኣመ ዘብዕልሉ ወርሒ:
25 ታሕሳስ
ነቦኻ ሓዉ: ንዓኻ/ኺ እንታይካ እዩ :
ሓወቦይ
ኤርትራ ክንደይ ወደባት ኣለዋ:
2
ኣብ ሎስኣንጀለስ ዝተቐትለ ኤርትራዊ መበቆል ዝነበሮ ራፐር:
ነፕሲ ሃስል
ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተስቐለሉ መዓልቲ:
ዓርቢ
መዓለቲ ፍቑራት Valentine’s Day ዝበዓለሉ ወርሒ:
14 ለካቲት
ነደኻ ሓፍታ: ንዓኻ/ኺ እንታይካ እያ :
ሓትነይ
ኤርትራ ክንደይ ዞባታት ኣለዋ:
6
ኤርትራዊ መቦቆል ዘለዋ ህብብቲ ኮመድያን:
ቲፋኒ ሓድሽ